SBS製作的SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS
分类: 新聞與政治
听听最后一集:
ንሎሚ ሰኑይ 18 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። መንግስቲ ኣምሓራ ህወሓት ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ጥሒሱ ራብዓይ ዙርያ ወራር ፈጺሙ ክብል ከሲሱ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ግን ብሓይልታት ኣምሓራ ኣብተን ከባቢታት ዝቖመ ምምሕዳር ንምፍራስ ምስ መንግስቲ ፌደራል ስምምዕ ተገይሩ ይፍጸም ከም ዘሎ ኣፍሊጡ ኣሎ። ዝብል ዝርከቦ ጸብጻብ ሉኽና ኣሎ። ዝለዓለ ድሕነት ህጻናት ደቅኹም ንምሕላው ኣብ መኪና ኣቀማምጥኦም ከመይ ክኸውን ኣለዎ፧ ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ሓደ ትሕዝቶ ከነቕርብ ኢና። ቅለ መሕትትን ካልእ ትሕዝቶታትንውን ሒዝና ተዳሊና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ድሕሪ እቲ ዝሓለፈ ሰንበት [14 ሚያዝያ] ኢራን ዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ፡ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሕነ ክትፈዲ ትሓስብ ኣላ ። ብሰንኪ ዘጋጠመ ሕማቕ ኩነታት ኣየር፡ ካብን ናብን ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ዱባይ ዝግበር ናይ ልዕሊ 270 በረራታት ተሰሪዙ ፡ ሓገዝ ወሃብቲ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምብጻሕ 610 ሚልዮን ዶላር ንምሃብ ተመባጺኦም።
以前的剧集
-
4998 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሚያዝያ 2024) Thu, 18 Apr 2024
-
4997 - ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሚያዝያ 2024) Thu, 18 Apr 2024
-
4996 - መንግስቲ ኣምሓራ ህወሓት ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ጥሒሱ ራብዓይ ዙርያ ወራር ፈጺሙ ክብል ከሲሱ። Thu, 18 Apr 2024
-
4995 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሚያዝያ 2024) Wed, 17 Apr 2024
-
4994 - ዝለዓለ ድሕነት ህጻናት ደቅኹም ንምሕላው ኣብ መኪና ኣቀማምጥኦም ከመይ ክኸውን ኣለዎ፧ Tue, 16 Apr 2024
-
4993 - ኣህጉራዊ ዋዕላ ብዛዕባ ሱዳን ኣብ ፓሪስ Tue, 16 Apr 2024
-
4992 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ሚያዝያ 2024) Tue, 16 Apr 2024
-
4991 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2024) Mon, 15 Apr 2024
-
4990 - ቢንያም ግርማይ ኣብ ዉድድር ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ 2024 ክሳተፍ ምዃኑ ጋንታኡ ኣፍሊጣ። Mon, 15 Apr 2024
-
4989 - ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2024) Mon, 15 Apr 2024
-
4988 - ኣብ ጎንደር ሓደ ኤርትራዊ ህጻን ተጨውዩ ተባሂሉ። (ጸብጻባት) Mon, 15 Apr 2024
-
4987 - “ካብ ትሕቲ ዕድመ ወተሃደር ኣብ ኤርትራ ክሳብ ዳይረክተር ተክኒክ ኣብ ዓቢ ኮርፖሬሽን ኣመሪካ።” ዕላል ምስ ጸሓፊ ቶማስ ሶሎሞን Fri, 12 Apr 2024
-
4986 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሚያዝያ 2024) Thu, 11 Apr 2024
-
4984 - ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሚያዝያ 2024) Thu, 11 Apr 2024
-
4983 - ርዋንዳ፡ ጠንቅን ሳዕቤንን ዝኽሪ መበል 30 ዓመት ጽንተት ዓሌትን Thu, 11 Apr 2024
-
4982 - ኣብ ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝበኣሰ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ ተባሂሉ። Thu, 11 Apr 2024
-
4981 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሚያዝያ 2024) Wed, 10 Apr 2024
-
4980 - ኣብ ኣውስትራሊያ ዘለና ተቓዉሞ ናይ ምግባር መሰል። Tue, 09 Apr 2024
-
4979 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሚያዝያ 2024) Tue, 09 Apr 2024
-
4978 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ሚያዝያ 2024) Mon, 08 Apr 2024
-
4977 - “ምክልኻል ጥንሲ: ኣብ ግዝኣት ሓርነት ሰብ ዘሎ ዉሳነ እዩ።” መ/ ዑቕባስላሰ ሃይለ Mon, 08 Apr 2024
-
4976 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ሚያዝያ 2024) Mon, 08 Apr 2024
-
4975 - ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ብኤርትራ ብዙሕ ክፋሉ ዝተትሓዘ ወረዳ ጉለመኸዳ፡ ንካልኣይ ግዜ ዑደት ኣካይዱ። Mon, 08 Apr 2024
-
4974 - ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (4 ማዝያ 2024) Fri, 05 Apr 2024
-
4973 - ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (4 ማዝያ 2024) Fri, 05 Apr 2024
-
4972 - ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራን ሩስያን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካይዱ ከምዘለዉ ተፈሊጡ (ጸብጻብ) Thu, 04 Apr 2024
-
4971 - 'ኣብ መንጎ ማዕዳን/ምኽርን ተግሳጽን ሚዛኑ ዝሓለወ ጌርና እንተቐሪብናዮም ደቅና ክስዕቡና'ዮም' መጋቢ ዑቕባስላሰ ሃይለ Thu, 04 Apr 2024
-
4970 - ሳማንታ ሞስቲን ሓዳስ ወኪል ንግስነት ብሪጣንያ ኣብ ኣውስትራልያ (Governor General) ተሰይማ Thu, 04 Apr 2024
-
4969 - ዙራ'ሞ ሃገርካ - ኣውስትራልያ፣ ክቡር ሃብቲ ማያን ፍሉይ ክሊማኣን Wed, 03 Apr 2024
-
4968 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (2 ማዝያ 2024) Tue, 02 Apr 2024
-
4967 - ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (ባሕቲ ማዝያ 2024) Mon, 01 Apr 2024
-
4966 - ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (ባሕቲ ማዝያ 2024) Mon, 01 Apr 2024
-
4965 - ፈረንሳ ንኦሎምፒክስ-ፓሪስ ወተሃደራት ካልኦት ሃገራት ክሕግዙዋ ትሓትት Mon, 01 Apr 2024
-
4964 - ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 መጋቢት 2024) Thu, 28 Mar 2024
-
4963 - ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 መጋቢት 2024) Thu, 28 Mar 2024
-
4962 - ኣብ ደቡብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ግጭት ተኸሲቱ ከም ዝነበረ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) Thu, 28 Mar 2024
-
4961 - ኣብ ኣውስትራሊያ፡ በዓል ትንሳኤ ብኸመይ'ዩ ዝበዓል፧ Wed, 27 Mar 2024
-
4960 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 መጋቢት 2024) Wed, 27 Mar 2024
-
4959 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መጋቢት 2024) Tue, 26 Mar 2024
-
4958 - “ዕዳ ማለት ናይ በረኻ ገበል ኣምጺእካ ወዲ ገዛኻ ክኸውን ከም ምፍታን’ዩ።” መሓረና ይከኣሎ Tue, 26 Mar 2024
-
4957 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መጋቢት 2024) Mon, 25 Mar 2024
-
4956 - ዓመታዊ ስነስርዓት ኢፍጣር ብ ካውንስል ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያዊያን ጀበርቲ። Mon, 25 Mar 2024
-
4955 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መጋቢት 2024) Mon, 25 Mar 2024
-
4954 - ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣፅቀስላሰ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን ማሕበረሰብ ዓለም ክግድፋ ሓቲቱ። (ጸብጻብ) Mon, 25 Mar 2024
-
4953 - MiniPod: Ep12 Future Plans| English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ መበል 12 ክፋል፡ መጻኢ መደባት| English on Repeat (Easy) Mon, 25 Mar 2024
-
4952 - ቢንያም ግርማይ ኣብ ኼንት ዌቨለኸም 7ይ ወጺኡ፣ ኣብ ግጥማት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ብ9 ወርቂ 8ይ ኤርትራ ኸኣ ብ7 ወርቂ መበል 11 ወዲኤን፣ Mon, 25 Mar 2024
-
4951 - The importance of understanding cultural diversity among Indigenous peoples - ኣገዳስነት ምርዳእ ኣብ መንጎ ደቀባት ዘሎ ብዙሕነት፡ Thu, 21 Mar 2024
-
4950 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 መጋቢት 2024) Thu, 21 Mar 2024
-
4949 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 መጋቢት 2024) Thu, 21 Mar 2024
-
4948 - ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንኤርትራ ናይ15 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሓንጺጹ። (ካልእ ጸብጻብን) Thu, 21 Mar 2024
显示更多剧集
5